Aklilu Berhane read all the volumes of Karl Marx's "Das Kapital” in high school; Volumes one, two and three he purchased on a borrowed money from his friend.
ኣብ ከተማ መቐለ ሰማእት ኣክሊሉ ብርሃነ ንዓርኩ ንነጋ ስዩም ፀጊሙኒ አዩሞ ገንዘብ ኣልቅሐኒ ይብሎ፡፡ ነጋ ድማ ንኣክሊሉ ብጣዕሚ ይፈትዎ ስለዝነበረ 30 ቅርሺ የልቅሖ፡፡ ዝፀገሞ መሲሉዎ፡፡ ኣክሊሉ ተን 30 ቅርሺ ኣብ ምግቢ ወይድማ ኣብ መስተ ኣይውዓለንን፡፡ በት ተለቀሖ ገንዘብ ናይ Karl Marx : “Das Kapital” ኩለን ቮልዩማት ይገዝእሞ ንዓርኩ ንነጋ ድማ ትገንዘብ ኣብምንታይ ከምዘውዓሎ ይነግሮ፡፡
ነጋ ይናደድ፡፡ “ፀጊሙኒ እዩ ኢልካኒ እየ ሂበካ ’ምበር መፅሓፍቲ ክትገዝኣሉ ድየ ሂበካ ይብሎ ነጋ፡፡” “አዘን መፃሕፍቲ እዚአን መራሕቲ ሕወሓት ከም ብዓል ኣባይ ፀሃየ እውን’ኮ ኣየንበብወንን፡፡ ኣብ ፅቡቕ ነገር እየ ኣጥፊአዮ።” ኢሉ ይምልሰሉ ኣክሊሉ።
No comments:
Post a Comment