ንኣፈውርቂ ኣለምሰገድ ደም ዘንበዐ ተባዕን ጅግናን መንእሰይ እዩ ኔሩ ኣክሊሉ ብርሃነ! ርቱእ እዩ ኔሩ ኣክሊሉ! ናይ ሌማት ቅርጽን ከም ነፋሒቶ ዝቀያየር መልክዕን ፀባይን ኣይነበሮን ፡፡